Filtrar por género

ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

VOA

ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቅምቲ 1,2021

2943 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 13 ግንቦት 2024 - ግንቦት 13, 2024
0:00 / 0:00
1x
  • 2943 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 13 ግንቦት 2024 - ግንቦት 13, 2024

    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 13 ግንቦት 2024 ጻውዒት ሰላም ቀ/ሚ ኣሕመድ ሱዳን -- ሓተትቲ ዑቕባ ተወላዶ ትግራይ ኣብ ዝተሓደሰ ሻቕሎት ዜና ስፖርት ትንታነ -- ኣድማ ተመሃሮ ዩኒቨርስታት ኣመሪካ የጠቓልል

    Mon, 13 May 2024 - 29min
  • 2942 - ፈነወ ትግርኛ ሰንበት - ግንቦት 12, 2024

    ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።

    Sun, 12 May 2024 - 29min
  • 2941 - ፈነወ ትግርኛ ቀዳም - ግንቦት 11, 2024

    ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።

    Sat, 11 May 2024 - 29min
  • 2940 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 10 ግንቦት 2024 - ግንቦት 10, 2024

    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 10 ግንቦት 2024 ዲፕሎማት በበይነን ሃገራት ናብ ክልል ትግራይ ይበጽሑ ወይኒ ተወልደ -- ንልዕሊ 40 ዓመታት ኣብ መድረኽ ስነ-ጥበብ ወዲ ትኹል - ድሕሪ ሕማም ንሓዲሽ ናህሪ ይብገስ

    Fri, 10 May 2024 - 29min
  • 2939 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 9 ግንቦት 2024 - ግንቦት 09, 2024

    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 9 ግንቦት 2024 መንግስቲ ኢትዮጵያ ዕጡቓት ህውሓት ኣብ ኲናት ሱዳን ይሳተፉ`ለዉ ዝብል ክሲ የጻርዮ ምህላው ኣፍሊጡ ምርጫ ኣመሪካ -- ኤስያውያን-ኣመሪካውያን ንምብጻሕ ዝግበር ስራሓት መደብ ጥዕና የጠቓልል።

    Thu, 09 May 2024 - 30min
Mostrar más episodios