Filtra per genere

ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

VOA

ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቅምቲ 1,2021

2928 - ፈነወ ትግርኛ ሰንበት - ሚያዝያ 28, 2024
0:00 / 0:00
1x
  • 2928 - ፈነወ ትግርኛ ሰንበት - ሚያዝያ 28, 2024

    ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።

    Sun, 28 Apr 2024 - 29min
  • 2927 - ፈነወ ትግርኛ ቀዳም - ሚያዝያ 27, 2024

    ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።

    Sat, 27 Apr 2024 - 29min
  • 2926 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 26 ሚያዝያ 2024 - ሚያዝያ 26, 2024

    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 26 ሚያዝያ 2024 ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ ምትፍናን ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ብዘተ ክዓርፍ ይጽውዕ ስድራቤት እሱራት ወተሃደራት ደሃይ ይሓቱ፡ መላሲ ግን የሎን ርኽብ ሚ/ጉ/ወጻኢ ኣመሪካ ምስ ፕረዚደንት ቻይና

    Fri, 26 Apr 2024 - 30min
  • 2925 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 25 ሚያዝያ 2024 - ሚያዝያ 25, 2024

    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 25 ሚያዝያ 2024 ስድራ ግዳያት ዝወደቐት ነፋሪት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክሲ ክምስረት ይሓቱ ኣብ ጎንደር ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ዕጡቓት ፋኖን ብዝተኻየደ ውግእ 5 ሰባት ምሟቶም ተገሊጹ መደብ ጥዕና የጠቓልል።

    Thu, 25 Apr 2024 - 29min
  • 2924 - ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 24 ሚያዝያ 2024 - ሚያዝያ 24, 2024

    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 24 ሚያዝያ 2024 ኮሚሽን ልዝብን ምኽክርን ኢትዮጵያ ንዕጡቓት ኣካል ዝርርብ ክዀኑ ይጽውዕ፡ ኣመሪካ ድጋፋ ትገልጽ፡ ሓይሊ ባሕሪ ቱርኪዬ ኣብ ሶማል ይበጽሕ ኣምንስቲ ዓመታዊ ጸብጻብ የውጽእ መደብ ደቂ ኣንስትዮን ስድራቤትን - ኣብነታዊት ሓረስታይ ኣብ ኤርትራ የጠቓልል።

    Wed, 24 Apr 2024 - 29min
Mostra altri episodi